ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት ንመሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 19, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 23, 2010 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሓምለ 23, 2010 09:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ

4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ቲኦትን ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ንናይ ቫት ተመዝገብቲ ድማ ናይ ወርሒ ጉንበት 2010 ዓም ወርሓዊ ሪፖርት ዲክለራስዩን ከቅርብ አለዎ

5 ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል

6 ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 17/11/2010 ዓም ወይ 23/11/2010 ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ምዉሳድ ዝክእል

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 23/11/2010 ዓም ወይ 30/07/2018 ኣፈ ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 23/11/2010 ኣፈ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ