ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ማረት መተሐባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንዝስርሐ ናይ መደብ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘርኢ ሳዕሪ ሮዳስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ዘይመለስ ብር 100 ከፊሎም ካብ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ማረት መተሓባበሪ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ

2 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ኢንሹራንስ ቦራድ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም ጥረ ገንዝብ ምትሓዝ ኣይፍቀድን

3 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገብ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ንግዲ ፍቃድን ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን ከገናዝቡ አለዎም ተጫረቲ ዝግበኦም ናይ ግብሪ መንግስቲ ብእዋኑ ዝከፈሉ ምካኖም መረዳእታኦም ኣተሓሒዞም ከቅርቡ አለዎም ብተወሳኪ ናይ ግበሪ መለለይ ቁፅሪ ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 19/11/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዝጫረትሉ ሰነድ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም እዉን ከቅርብ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/ 11/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሊ ኣብ ቤት ፅሕፈትና መተሓባበሪ ከተማ ዉቅሮ ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ 0344430874

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s