ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ንሕሙማን ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ እክሊ (ጣፍ) ኣትክልትን ፍራምረን(ኣዝቤዛ) እና ሸቀጣሸቀጥ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 27, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 6, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 6, 2010 04:30 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 ቫት ተመዝጋቢ ምካኖም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእሉ

2 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድን ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግበሪ ከፋልቲ መለለይ ካርድ ቲን ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርቡን ናይ ሞያ ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘቅርብ

4 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ኣብ መቅረባየነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርብ

5 ንመንግስቲ ካብ ንዊዝሆልዲንግ ንምክፋል ዝትገለፀ ብርን ንላዕለን እትቀርብ 2% ዊዝሆልዲንግ ታክስ ክቁሮፆ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 3000 ብር 7 ተጫረቲ እዚ ምልካታ ግለፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 23/10/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 06/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ መዉሳድ ይክእሉ

8 ጨረታ 06/11/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመለከቱ ንተወሳኪ 0344430057

መመለስ
የጨረታ ምድብ