ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዘለዉ ብምድብ ዝተከፈሉ ዕድጊት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ንኣገልግሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕሉ አልባሳት

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 መረዳእታ ቲን ናምበር ማለት እዉን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ ወርሒ ሚያዚያ ፀብፃብ ዝገበርክመሉ መረዳእታ ክተቅረቡ ትክእሉ

4 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ ንነብስ ወከፍ ምድብ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ክፈሊ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ካብ 5 ሰነ 2010 ዓም ን 15 መዓልቲታት ኣብ አየር ዝፀንሕ እንትከዉን 20 ሰነ 2010 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅሚ ቀትሪ ይክፈት

8 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ዘቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ

9 ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከይሓወሰ ዘቅረበ ተጫራቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከም ዝሐወሰሉ ይዉሰድ

10 ተጫረቲ ብዝርዝር መዓቀኒ ብመርአይ መሰረት ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ማከት እዉን መቅረባይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር

11 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ መሳርሒ ፅሕፈት ኮነ አልባሳት ዝቲ ሆስፒታል ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ አታዊ ዝገብር

12 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ 42 ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

13 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344400451 0344404715 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s