ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ፖሊስ ኮለጅ መቐለ ተወሳኪ ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ BC 7 ን GC 8 ማለት ዉን ድኣንት ዘይኮኑን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 25, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 23, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 23, 2010 06:01 ከሰአት
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ : ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ኮንስትርክሽን ፈቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 23 ሰነ 2010 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408775

መመለስ
የጨረታ ምድብ