ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሽራሮ ነቲ ኮሌጅ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሀለቅትን ቀወምትን ንብረታት ማለትዉን ከም አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ፈረኒቸር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሰሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ዝሰዕብ ረቀሒ ክተማልኡ ይግባእ

1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ 2010 ዓም ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2. መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ

3. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

4. መረዳእታ መቅረባይነት 2010 ዝሓዝኩም

5. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ክሳብ ሰነ 11 2010 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ

6. ጨረታ 12 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 30 ይክፈት

7. መክበሪ ጨረታ ንኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንኤለክትሪክ ፈርኒቸር ንሕድሕድ 2000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ውይ ጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

8. ተጫረቲ ነንሕድሕዶም ኤለክትሮኒክስ መሳርሕታትን ናይ ኮምፒተር ቀለምን ናይ6 ወርሒ ዉሕስና ክህብ ዝክእል

9. ትካልና ካብ ዝሰዓርዎ ንብረት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ 10. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ዉዕሊ መክበሪ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 3 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብአካል ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

11. ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 13 መዓልቲ ብናይ ባዓለኩም መጋዕዝያ ናብቲ ኮሌጅ ብፅሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ንተከታተልቲ 45 መዓልቲ ይከዉን

13. ተጫረቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ ታክስ ዝሓወሰ ክከዉን ይግባእ ኣብ ሰነዱ ዘየማላከተ ተዋዳዳሪ ተወሳኪ ታክስ ከም ዝሓወሰ ተገይሩ ይዉሰድ

14. ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

15. ከተማ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይካየድ እዞም ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን

16. እቲ ትካል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500382 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s