ኣዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኣክስዩን ማሕበር ናይ ቢሮ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 5, 2010 08:29 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 5, 2010 08:30 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ሕድሕድ ዓይነት ንብረት ግልፂ ብዝኮነ ናይ ሐደ ዋጋ ከቅመጥ ክክእል አለዎ

2 ብፕሮግራም መሰረት ኣብ ሰዓቱ ከቅርብ ዝክእል

3 ክፍሊት ዝፍፀመሉ እቲ ንብረት ትክክለኛ ምካኑ ምስተረጋገፀ ሕጋዊ ደረሰኝ /ቲን ናምበር/ ምስ ኣቅረበ ይከዉን

4 ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 23/9/2010 ዓም ክሳብ 12/10/2010 ዓም ኮይኑ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ኣብ ነይ ድርጅት ፋይናንስ ከፊሉ ክወስድ ይክእል

5 ጨረታ ዝከፈተሉ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ተረኪቡ ዕለት 12/10/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ኮይኑ ቦታ ኣብ ናይ አመፋ ኮንፈረንስ ይከዉን

6 ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተዘይተረኪቡ ጨረታ ብኮሚቴ ዝክፈት ምካኑ ቅድሚያ ነፍልጥ

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ