ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኬዝቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ዝርከብ ናይ ሶድየም ፊክስቸር ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 22, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 1, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 1, 2010 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዮ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/ 09 /2010 ዓም ክሳብ ዕለት 01/ 10 /2010 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

2 ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዲክለር ዝገበረ ዝተሓደሰ ንግድ ፈቃድ 2010 ዓም መፍለዮ ቁፅሪ (ቲን) ናይ ግብሪ ከፋላይ ክምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 10,000(ዓሰርተ ሺ) ብር ብ ሲፒኦ ወይም ብጥረገንዘብ ዘትሕዙ

4 ጨረታ 01 /10/ 2010 ዓም 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344413319 /0348419024 ምድዋል ይከኣል

ኣድራሽ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ምድረገነት ታክሲ መወዳእታ 2ይ ደብሪ

መመለስ
የጨረታ ምድብ