ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት(ኒሳን ኣበዱላን ሃይላክስን መኪና) ግልጋሎት ዘዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 24, 2010 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2010 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘሐደስኩም::

2 ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓ/ም ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ዲክለር ዝገበርኩም::

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳአታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::

5 መቅረብቲ ካብ ዕለት 16/09/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/09/2010 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 1ይደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 106 ዘይምለስ ብር 50 ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ አብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል::

6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ / ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ / CPO/ ቅድሚ እቲ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ዝኽእሉ:

7 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ኣይተዓናቐፍን:

8 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

9 ኣድራሻና ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ጨንፈር ሮማናት ዝያዳ ህንፃ ቀደማይ ደበሪ ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምምፃእ ናይ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ይዕድም ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 50 30 ምሕታት ይኸአል እዩ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ