ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 08:45 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ቲን ነምበር ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ሚያዝያ ዲክላረሽን ዘቅርብ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 07/09/2010 ዓ/ም ጀሚሩ Â ክሳብ 21/09/2010 ዓ/ም Â አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምምር ቤት ፅሕፈት /ማይ ጨዉ/ ቢሮ ቑፅሪ 80 ምዉሳድ ይከኣል::

5 መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 21/09/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:45 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ በቲ ዝተጠቐሰ ዕለትን ሰዓትን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ:: ንተወሳኪ 0347771009 ወይም 0347770868

መመለስ
የጨረታ ምድብ