ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅራይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 7/9/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 21/9 2010 ዓም ዘይምለሰ 50 ብር ብምክፋል ምዉዳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/9/ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

4 ቤት ፅሕፈትና አቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 73 35 ምርካብ ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ