ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንስፖንጅ ፍራናሽ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:75000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 17, 2010 08:30 ከሰአት
  • ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /
  • Print
  • Pdf

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለር ዝገብረን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

3 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ዘለዎን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ/TIN Number/ ዘለዎምን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን

5 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ዝዕደጉ ዓይነት ንብረት ተጫረቲ ንስፖንጅ ፍራናሽ 75,000.00 ቅርሺ ምስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ስፒኦ ኣታሒዞም ከቅርብ አለዎም:

6 ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 45 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል

7 ተወዳደረቲ ነንሕድሕድ ሰነድ 100 ብር ብምክፋል ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

8 ካብ ዕለት 2/9/2010 ዓ/ም ክሳብ 17/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቀትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም

9 ከይዲ ጨረታ አብቲ 17/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት

10 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ

10 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 % ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ