ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 14, 2010 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2010 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :ቲን /TIN/ : መቅረባይ ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲን ናይ መጋቢት 2010 ዓም ቫት ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕዳጋ ካብ 29/8/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 15,000 ብር ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 14/09/2010 ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ/ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ/ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::

6 ዝኮነ ይኩን ተወዳደሪ ብቤት ዕዩና ዝተዳለወ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ብክፋል ምቅራብ ኣይከኣልን

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣድራሻና ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 034 እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 408757 /0344408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ