ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ኣብ ዉሽጢ ግ ናይ ጋሓፍ መቃፀልን(incinerator) ናይ ቤት ፅሕፈት ፓርትሽን( partition) ንምስራሕ ናይ ማተርያል ጉልበትን ማሽነርን በጠቅላላ ከጫርት ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 04:00 ጥዋት
  • Print
  • Pdf

ደረጃ 10 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግደ ትካላት ህንፃ ኮንስትራክሽን ጠቅላላ ኮንስትራክሽንን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ንዕድም

ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 52 ካላንደር መዓልትታት ከጠናቅቅ ዝክእል

ዋጋ ሰነድ 100 ብር

መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ጨረታ ዕለት 26/ 08/ 2010 ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሰዓት 4:00 ይክፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ