ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገሉ ንብረት ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ ጎማን ስፔር ፓርትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:10.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 09:00 ከሰአት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

ዋጋ ሰነድ ጨረታ 10 ብር

መከበሪ ጨረታ 1000

ብር እቲ ጨረታ ዕለት 10 /08 /2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት 15 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ