ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 1, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 09:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::

2 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::

4 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ዕለት 27/7/2010ዓም አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ/ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::

5 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/7/2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/08/2010ዓ /ም ክሳብ ንጉሆ ሰዓት3:00ዘሎ ጊዜ ይክዉን::

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 12/08/2010ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

7 እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ዝንተተገሊፁ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10% performance bond ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 ጨረታ ዝሰዓረ ናብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዕቆርን ኣክስዩን ማሕበር መፂኡ ከረክብ ዝክእል

10 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ መቐለ

11 ተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ቢሮ ብምቅራብ ወይ ድማ ብስለኪ ቁፅሪ 0342400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ