ጨረታ ምልክታ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን:;
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 30/07/2007 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል
3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንሕተመት 5000 ንፈርኒቸር 3000 ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 21/08/2007 ዓ:ም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ እዩ::
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411795 /0344411794 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::
9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::
መመለስ