ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ሎት ክልተ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሎት ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት ሎት ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

1 አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/7/2010 ዓ/ም ክሳብ 11/8/2010 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይነት (TIN መረዳእታ) ዘቕርብ VAT ተመዝገባይ ዝኾነ ናይ ጥሪ ለካቲት 2010 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ ጨረታ 5000 ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ አብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ አብቲ ዝተገለፀ ጊዜ አብ ቢሮ ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይኽእሉ

5 ተጫረቲ ንዝሳሮም ንብረታት አበ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስሩ ይኽእሉ

6 እቲ ጨረታ 11/08/2010ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ 11/08/2010ዓ/ም ደዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ወይ ድማ ሙሉእ ደኩመንት አሺጎም እንተቀሪቦም ብኣካል ኣብዘይተረከቡ ዝክፈት ምካኑ ንገልፅ

7 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ሕለዉ እዩ

9 ቤት ዕዩና ጨረታ ሰዓራይ አብዝምረፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ ወይ ግልጋሎት ዓቀን ወይ ዋጋ ከምኣድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ 20% ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰል ዘለዎ ምካኑ

10 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከወን አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ