ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ናዉቲ ቤት ዕዩን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN / ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::    

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር ጥራሕ/ ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ (መሰረት ካምፓስ ) ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ 11/07/ 2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 2/08/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም ኦርጀናልን ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪን ንመሳርሒ ፅሕፈት ብር 3500 : መሳርሒ ፅሬት 3000 : መሳርሒ ህንፃ 15000 : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 5000 : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን 3000 : ኣቅሑት ናዉቲ ቤት ዕዩን 20000 ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ:: ዝርዝር ንብረት ካብቲ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 3/08/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ኮሌጅና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቅንስን ክዉስክን ይክእል እዩ

11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ንብረት ብቴክኒክ ፅሬት ኮሚቴ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን

12 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ መቀለ ፖሊ ኮሌጅ ተርክቡ::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s