ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዝርከብ ኣብተ ከተማ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ዲዛይን ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3: ኪራይ ዶዘር ኪራይ : ጊሪደር : ሎደርን : ኤክስካባትር :ሻወር ትራክ : ሎሮር ካብ 1 እሰክብ 3 በዚፈሩ ሕጋዊ ንግ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስንከተማኮረምከይዲሰራሕዕደጋንፋይናንስንምምሕዳርንብረትን ከተማ ኮረም ብምካድ ንነብሰወከፍ ሎት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 12/7/2010 ዓም ክሳብ 26/7/2010 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምካድ ምዉሳድ ይክእሉ

2 እቲ ጨረታ ዕለት 26/7/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስንከተማኮረምይክፈት

3 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ዝርዝር ረቆሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510258/ 0345510562 /0925449749

መመለስ
የጨረታ ምድብ