1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : VAT ተመዝገብቲ ዝኮነ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 10/07/2010ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካአል:: ናይ ጨረታ መከበሪ 3000 ቅርሺ
3 እቲ ጨረታ ዕለት 24/7/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::
4 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
5 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል:
መመለስ