ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

1 ሰለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 5 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ሰዓት ስራሕ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ጨርቆስ ዳዊት ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከምትክእሉ ነተሐሳስብ

መመለስ
የጨረታ ምድብ