ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መፅሓፍ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍዕም ይደሊ ስለዝይ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:40.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 03:30 ጥዋት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ናይ መፅሓፍ ግልጋሎትን ንዝሳተፉ ትካላት ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፋቃድ ዘለዎ ቲን ቁፅሪን መቅረባይነት ዘለዎን

2 ተጫረቲ ዘትሐዝዎ መክበሪ ጨረታ ናይ መፅሓፍ ሕትመት ግልጋሎት 1000 CPO ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 40 ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ትወስዱ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/7/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/7/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ኣብ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ይኽፈት

5 ጨረታ ወፂኡ ካብ ዝተቃለሐሉ /ዝልጠፈ/ ጀሚሩ ተጨረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቖሒ /ስፐስፊኬሽን/ መሰረት ኮይኑ ንናይ መፅሓፍ ሕትመት ግልጋሎት ካብ ዕለት 3/7/2010 እስክ 18/7/2010 ዓ/ም ሰነድ ምስተገዘአ ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናል ኮፒን ብምንፃር ብክልተ ፖስታ ከቅርቡ ይግባእ ዝግባእ ኾይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን45 መዓልቲ ይኸዉን

6 አድራሻና ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ አብ ኮምፕሌክስ ናይ ሐባር ህንፃ: ህንፃ 1 /Block 1/ ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245 እዩ

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ከኣል እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ