ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓኬጅ ሰለስተ ካብ ቀበሌ 06 ቀጠና 6 ናብ ምምሕዳር ከባቢ ቡከት ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 04:30 ጥዋት
  • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ብመሰረት እዚ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 16 ለካቲቲ 2010 ካብ ሰዓት 2:30 ጀሚርኩም ክሳብ 5 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ምምሕዳር ከተማ አዲግራት ናይ ክልቲኦ ካብ ኮንቲነር ቁፅሪ 1 ናማፃእኩም ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዕግ ትክእሉ

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ 6 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:00

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 6 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣክ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባለን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344451013 ቤት ፅሕፈት መንገድን መጎዓዝያን ዓዲግራት

መመለስ
የጨረታ ምድብ