| Disruption | Unit measured | Qty |
1 | Cash Receipt Voucher | pad | 10000 |
2 | ቢን ካርድ | pcs | 3000 |
- 1ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- 2ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- 3ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- 4ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቶም መፃሕፍቲ ከቅርብ ዝክእል
- 5ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- 6ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
- 7ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 1 ለካቲት 2009 ዓ/ም ክሳብ 16 ለካቲት 2010 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- 8እቲ ጨረታ 16 ለካቲት 2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ አደራሽ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- 9ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን
- 10ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- 11ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
መመለስ