ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ጀሰተነር 2430(Gestetner DX 2430 copy printer) አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 08:01 ከሰአት
  • ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ጨረታ ክሳተፍ አናዓደምና ካብ ዕለት 30/5/2010 ዓም ክሳብ 9/6/2010 ዓም አብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ እቲ ዝዕደግ ንበረት ዘሐዘ ሰነድ ብር 50 አታዊ ብምግባር ካብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ርእስ መምህር ክትወስዱ ነታሓሳስብ

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2010 ዓም ዘለዎ

  

3 ቫት ተመዝገብትን ቲን ናምበር ዘለዎ

4 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ትምህርትና ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረታይ ብጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ጨረታ ካብ ዝሰዓሮ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ ሓሙሸተ መዓልቲ ናብ ቤት ትምህርትና ከቅርብ ዝክእል

6 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን

7 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዕለት 9/6/2010 ድሕሪ ሰዓት 8:00 ተጫረቲ አብ ዘለዉሉ ይከዉን

መመለስ
የጨረታ ምድብ