ቤት መዘጋጃ ሰቲት ሑመራ ንኩለን ከይዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዘዉዕል መሳረሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ካልኦትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ብምዉሳድ ንክትወዳሩ ይዕድመ

2 ናይ 2010 ዓመ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

3 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀተ ምስክር ዘለዎም

4 መለለይ ከፋላይነት ግበሪ ዘለዎም

5 ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ኮይኑ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልደንግ ታክሲ ዝከፈል

7 ኣብ ነብስ ወከፎ ሎት ዝተትሓዝ መከበሪ ጨረታ 3000 ኮይኑ ኣብ ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ቢሮን ነብስሰወከፍ 5000 ቅረሺ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 መከበሪ ዉዕሊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ዘትሕዝ

9 ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሰቲት ሁመራ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታልቲ መዓልቲ ዘቅርብ

10 ናይ ጨረታ ሰነድ ሚሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር እዚ ምልክታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብዝለዉ 15 ተከታታልቲ መዓልቲ ነዚ ተባሂሊ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእል

11 ሐደ ዋና ሐደ ቅዳሕን ነንበይኖም ዘቅርብ ብተወሳኪ ነንበይኖም ዝተዓሸጉ ኮይኖም አብ ነብሰ ወከፍ ፖስታ ናይቲ ትካል ሕጋዊ ማሕተም ፊርማ ኣድራሻ ሽምን ቁፅስለኪ ብምግባር ክልቲኦ ፖስታ አብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ ዝክእል

12 ተጫረቲ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጀ ሰቲት ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንበረት ፋይናንስንስ ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

13 8 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 2:30 ንጎሆ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሰሊ ዕለት መዓልቲ ድሕሪ 30 ደቃይቅ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

14 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 መዓልቲ ይከዉን

15 እቲ ቤት መዝጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተሪኪቡ 20 ሚእታዊ ካብ ዉዕሊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 እቲ ቤት መዘጋጀ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0910330492

መመለስ
የጨረታ ምድብ