ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ካብ ሕጋዊ መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

 ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ TIN No ዘለዎ

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን

4 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮነን ናይ ቀረባ እዋን ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ 5ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብሸም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብዝተረጋገፀ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 26 ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋል ካብ ዕለት 23/05/2010 ክሳብ ዕለት 07/06/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

7 እቲ ጨረታ ዕለት 07/06/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓተ 4:00 ይኽፈት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ድልየት ተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ፖስታ ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ዋጋ ዝመልአሉ ናይ ብቤት ፅሕፈትና ብዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ምካኑ

9 ቤት ፅሕፈና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንዝበለፀ ሐበሬታ ስቁ 0344401099 ድሕሪት

መመለስ
የጨረታ ምድብ