ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ ካፒታልን በጀትን ዝክፈል ናይ ህንፃ መሳርሒ ሐሸዋን ብሎኬትን ስሚንቶን ናይ ኤሌክተሪክ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 5, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 5, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ህንፃ መሳርሒ
/
መኽዝን
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
/
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1በዚ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ ሕዳር 2010 ዓ/ም ድክሌር ዝገበረ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒን ሐሸዋ ብሎከትን ኤሌክትሮኒክስን 5000 ብር ንኤሌክትሪክ 1000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም ኣብ ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ዝወዳደሩ ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ክወዳደሩ ይክእሉ እዩም
4ተወዳደርቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅለላ ዋጋን ምስቫቱ ዋጋ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋመምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልን ኮፐን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ወከሰዕፋንምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቀባልነት የብሉን
5ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 18/5/2010 ዓም ክሳብ 5/6/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ዘይምለስ 30 ብር እነከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት
6እቲ ዝዕደግ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስ ይክእለ ኮይኑ ዝክፈሎ ክፍሊት ድማ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ 2% ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይከፍል
7መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s