ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ዓምዲ ንምጉዕዓዝ ናይ መጉዓዝያ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምጉዕዓዝ ይደሊ

 ክትሳተፉ ትደልዮ ትካላት ሰነድ ጨረታ ካብ 17 ጥሪ 2010 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልትታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቀለ ቀበሌ 11 ጨርቆስ ዳዊት ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከምትክእሉ ንገልፅ ንተወሳኪ ሓበሬታ0914396421 ወይ 09140098790

መመለስ
የጨረታ ምድብ