ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከብ ናይ መደበኛ በጀቱ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ፀገዴ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 29, 2010 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

ምስክር ወረቀት መቅረባይነት በቲ ዘፈር ክተቅርቡ እትክእሉ

ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ኮይኖም ንመለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ግና ኣይግደዱን

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 29 ጥሪ 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንሕድሕድ ሎት ዘይምስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 29/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ናይ ጨረታ ስነ ስርዓት አይተኣጎጎልን

ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት

ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ክብ ሕጋዊ ሚኢታዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ዉዕሊ ብምአሳር ብዝተኣዘዝዎ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ንበረት ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ ኣብ መቐለ ብበዓል ሞያ አፈቲሹ የረክቡ

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ

እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914190333 ወይ 0931486685 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉÂ

መመለስ
የጨረታ ምድብ