ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ሚልሻ ክፍለ ከተማ ቀወያነ ደንቢ ክዳን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 23, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 23, 2010 09:00 ከሰአት
  • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካልኩም ዝወፀ አካዉንት ናምበር ዘቅርቡን 

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 1 ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ

3 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከቅርቡ አለዎም

4 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 30 

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/05/2010 ዓ/ም 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ 

6 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914133417 ወይ 0342405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ