ኒዉ ሚለንየም ኮለጅ ናይ ሰራሕተኛ ደንቢ ክዳን ጫማን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5% ብCPO ከትሕዙ ዝክእል
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 04:30 ጥዋት
  • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/
  • Print
  • Pdf

ኒዉ ሚለንየም ኮለጅ ናይ ሰራሕተኛ ደንቢ ክዳን ጫማን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብCPO ከትሕዙ ዝክእል

2 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

3 እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 1/5/2010 ዓም ክሳብ 10/5/2010 ዓም ኮይኑ እዚ ጨረታ 10/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይዕፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ዝእግደ ነገር የለን

4 ተጫራቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ሐደ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

5 ሰዓራይ ተጨረቲ ኣብ ዘመልኦ ዋጋ ዝናስሕ እንተኮይኑ ዘትሐዞ ስፒኦ ናብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ አታዊ ይከዉን

6 ተጫረቲ ቲን ቁፅሪን ንግዲ ምዝገባን ከቅርቡ ይግባእ

7 ተጫረትቲ ኣብ ሞያ ስፌት ዓለባ ዝተዋፈረ ክኮኑ ይግባእ

8 ተጫረትቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ይግባእ

9 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ናይ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሶም ከቅምጡ ይግባእ

10 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ቫት ዲክላሬሽን ከቅረቡ ይግባእ

11 ተጫረትቲ ሕጋዊ ደረሰሽ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ

12 ተጫረትቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚሊንየም አብ ዘዳልዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ክከዉን ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቀርብ ተቀባለነት የብሉን

13 ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ እዚ ጨረታ ብሉምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914733557 /0344410465 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ