ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራንን አመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሞዴል HZJ 78L ሃርድቶፕን 120E 18H ካቻማሊ ኣዉቶብስ መኪናን ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 9, 2010 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል 

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘቅርብ 

3 ናይ ቫት ተመዝጋቢ መካኑ መረዳእታ ዘቅርብ 

4 ወርሓዊ ዲክለሬሽን ምግባሩ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል 

5 TIN ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል 

6 ጨረታ መከብሪ ቢድ ቦንድ 3000 ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ብሽም ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርቲ ዓብዩ ዓዲ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል 

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ደኩመንት እዚ ጨረታ ብሬድዩ ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 ብምክፋል ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርቲ ዓብዩ ዓዲ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክኣል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 9/5/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርቲ ዓብዩ ዓዲ9/5/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይክፈት በቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ወኪሎም ወይ ተጫረቲ እንድሕር ዘይተረኪቦም ኣብዘይለዉሉ ይክፈት 

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 60 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን 

10 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ቅድሚ ዉዕል ምፍርራም ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ሰዓራይ 20 ሚእታዊ ናይ ምቅናስን ናይ ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0926783783 0937026218

መመለስ
የጨረታ ምድብ