- ናይዚ ዘመን በቲ ዘርፊ ናይ ዘመን ዝተሓደሰን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ
- 3 ናይ ዘመን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም
- ናይ እሴት ታክስ VAT ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ንነብስወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ደይሬክቶረት ዕደጋ ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 179 ካብ 24/04/2010 ዓ/ም ከሳብ 10/05/2010 ዓ/ም ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተእትዉ ትክእሉ
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንሎት ሐደ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 3000 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ/ ንጎማታት መኪና 3000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ
- እቲ ጨረታ 10/05/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፁዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 171 ይክፈት :: ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት ኣይታዓናቐፍን
- ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ማዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ነአፈፃፅም ዉዕሊ ዉሕስና የትሕዝ
- በቲ ቢሮ ተዳልዩ ዝተወሃበ መዐቀኒ (ስፐስፊከሽን መሰረት) : ብፅሬትን መጠንን ብጊዜን ብዉዕሊ መሰረት ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታተልቲ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ወፃኢ ናብቲ ቢሮ ከረክብ ዝክእል
- 11 መወዳደደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ
- እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል
መመለስ