ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማና ኣክሱም ዝርከብ ኣዳራሽ ኤሌክትሮኒክስ (ድምፂ ን ቪድዩን) ካብ ንበረት መቅራብ ጀሚሩ ክሳብ ተከላ ተፈቲኑ ዝርከብ ዘሎ ስራሕቲ አወዳዲሩ ዓዲጋ ክተግጥም ትደሊ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ኣቑሑት ክትዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 2, 2010 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ዘርፊ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን 

2 ቲኦቲ ወይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ መቅረባይነት ፍቃድ ዝሓዙ 

3 ናይ ዘእትዉዎ ዋጋ መከበሪ ጨረታ10,000 CPO ከትሕዝ ዝኽእል 

4 ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዝከፍሉ ዝክእሉ ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 19 ክወስድ ዝክእሉን

5 ዝሰዓረ ተጫረቲ ካብ ዉዕል ዝኣሰረሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሐደ ወርሒ ገጢሙ ፈተኑ ከረክብ ዝክእል

6 ተጫረቲ 1 ኦርጅናልን ቅዳሕን ቴክኒካል ከምእዉን 1 ኦርጅናል ን ቅዳሕን ፋይናንሻል ደኩመንት ከረክብ ዝክእል 7 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 20/4/2010 ዓ/ም ክሳብ 3/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 3/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ምሸተ ተዓፅዩ ዕለት 4/5/2010 ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት 

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400336/404523

መመለስ
የጨረታ ምድብ