ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሐርነት ትግራይ ናይ 3ተ ዓመታት ካብ 2007 ዓም ክሳብ 2009 ዓም ምንቅስቃስ በጀት ብናይ ደገ ኦዲተር ከምርምር ስለዝደለየ ንናይ ደጎ ኦዲተር ዝተፈቀደሎም ዉልቀን ማሕበራትን ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 16, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 06:00 ከሰአት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ሙሉእ ናይ ኦዲተርነተ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ክትኮኑ ይግባእ

2 እቲ ኦዲት ዝግበረ ሒሳብ ዶክማንትታት ኣቐዲምኩም ሪኡ ዝዉስን ክፍቲ እዩ

3 ብቁልጡፍ ሰሪሑ ዘረክብ እንተወሐደ ኣብ ዉሽጢ ሐደ ወርሕን ፊረቃን ዘጠቃልል

4 ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ኦዲት ዝሰረሐ ሰርተፊኬት ወይ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ

5 ደንብን ሕግን ናይቲ ዉድብ ኣክቢሪ ክሰርሕ ብዘይ ናይ ቤት ፅሕፈት ዝምልከቶ ኣካል ንካልእ ኣሕሊፍካ ምሃብ ዝተከልከለ ምካኑ ፈሊጡ በዚ ዝመፅእ ፀገም ባዕሉ ተሓታቲ ከምዝኮነ ዝፈልጥን ብጥንቃቀ ዝሰርሕን ክከዉን ይግባእ

6 ክፍሊት ጠቅሊሉ ምስ ሰረሐ ዝክአል ምካኑ ዝፈልጥ ዉዕል ይንፀር

7 ተወዳደርቲ ስዒሩ ተባሂሉ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲታት ዉዕል ዝኣስር ዝአሰረ ዉዕል ካብ ዝአሰረ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ትስራሕ ዝጅምር ክከዉን አለዎ

8 እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ዝተማልኡ ኦዲተራት መወዳደሪ ፅሕፍኩም ሒዝኩም ካብ ዕለት 11-24/2010 ዓም ኣብ እዋን ስራሕ ሰዓት ብፖስታ ዓሺኩም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ንዕድም 24/2010 ዓም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ 25/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት ሰዓራይ ምስተፈለጠ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዉዕል ይኣስር ተሰሪሑ ኣብ ሐደ ወርሒ የረክብ

ቁፅሪ ስልኪ 0344444129 /3044416731 /0344404396

መመለስ
የጨረታ ምድብ