ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሕሙማት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:60.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 06:00 ከሰአት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • Print
  • Pdf
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
  3. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ በለምለም ካርል ሆስፒታል ሽም ከትሕዝ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰነድ 60 ብር ብምክፋል ካብ ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩምÂ ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  5. እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ከለክብ ዝክእል
  6. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
  7. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 20/3/2010 ዓ/ም እስካብ 5/4/2010 ዓ/ም ይኸዉን::
  8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 5/4/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ማይጨዉ ሆስፒታል ይኸዉን::
  9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  10. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲÂ ዉዕሊÂ ክአስር ዝክእል::
  11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
  12. እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914422489/0914860609 ይደዉሉ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ