ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊ ንክወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 16, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 25, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 25, 2010 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 13/3/2010 ዓ/ም ክሳብ 25/03/2010 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናየ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ

 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይነት (TIN መረዳእታ) ዘቕርብ VAT ተመዝገባይ ዝኾነ

እቲ ጨረታ 25/03/2010ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ Â 25/03/2010ዓ/ም ደዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት

ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ሕለዉ እዩ መቐለ

ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከወን አለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ