ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቆፀርትን :HDP ትቦን መጋጣጠምን

  • ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ ፊቲንግታት
  • ንናይ ኢድ መሳሒ ዝዉዕሉ ንብረታት

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዮ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ረቀሕ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰን ዘየምለሰ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ቆፀርትን :HDP ትቦን መጋጣጠምን 5000 ብር Â ንመስመር መፀገኒ ፊቲንግታት ንናይ አኢድ መሳርሒ ጅራ ትቦን ጥርሲ ሞዉጫታት 3000 ብር ብሽም ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቤት ፀሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ አፅቢ ኣብ ጥቃ ስልክ ቤት ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 03 50 ብር ብምክፋል ትወሰዱ ትክእሉ

7 ተጨራታይ እቲ ዐይነት ንብረት ብንፀር ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅለላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተኣሸገ ፐስተ መሊኡ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺግኩም ኦርጅናል ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ፖስታ ይፀሐፍ

8 እቲ ጨረታ ብዝትፋለለዩ ምክንያት ከዛበዑ ዝፍትኑ ተጨረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ከብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ ትሕጃ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይገበር

9 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ሰጥን ምክፋተ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንብዝበለ ዘትሓዞ ትሕጀ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይከዉን

10 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩመንት ሽሞምን ፌርሞአምን ማህተምን ከስፈሩ አለዎም

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 13 መዐልቲ ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ከሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 13 /03/ 2010 – 29/03 2010 ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት

14 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 29 /03/ 2010 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጨረቲ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ከምአወን ዝተማልአ ደኩመንት ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

15 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ሰዓት ባዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፐስተ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ዘሸነፈ ኣብ ዉሽጢ 7 ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ዝገብር ክከወን አለዎ

17 ናይ ቅሬታ ጥርዓን ዘቀርበሉ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሐ ሰዓት ይከዉን

0343400031/0914161243 ወይ 0914348152 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ