ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ቀደማይ ዙር ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን መጋየፂታትን ወይድማ ዲከሮ ንካልኣይ ግዘ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 12, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf
  1. ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ቢሮ ትልምን ፋይናስን ብዘዉፅኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም Â መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል
  2. መኽበሪ ጨረታ 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ
  3. ዋጋ ሰነድ ጨረታ
  4. ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል
  5. ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቢሮ ቑፅሪ 34 ካብ ዕለት 11/03/2010 ዓ/ም 26/03/2010ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ
  6. ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት 26/03/2010ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
  7. Â ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ አይተኣጎጎልን
  8. ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ
  9. ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ
  10. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ
መመለስ
የጨረታ ምድብ