ቤት መዘጋጃ ሸረ ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 30, 2010 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ሽረ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 06:00 ከሰአት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይዚ ዘበን ዘተሓደሰ ፈቃድ ንግድን መቅረባይነትን

መለለዮ ቁፅሪ ከፋልይ ግብሪ

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ

ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ወይ መስከረም 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠ

ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

መከበሪ ዉዕሊ 10% ዘትሕዝ

መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 30/ 02 /2010 ዓም ክሳብ 14/ 03 /2010 ዓምÂ ኮይኑ

ጨረታ ዝዕፀወሉ 15/03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 3:30 ዝክፈተሉ ድማ 15/03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0344442009

መመለስ
የጨረታ ምድብ