- ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን::
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታ እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ 100 ብር ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ገዚኡ ክወዳደር ዝደሊ
- ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 17/2/20010 ዓ/ም ክሳብ 4/3/2010 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብሰምዒ ወይ ብዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃ እነ ዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል::
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 4/3/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅደሚ ሰዓትይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይከዉን
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ብር 4000 /ኣርባዕተ ሽሕ ብር ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ::
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::
- ናይ 2009 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2010 ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰነ
- ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕል ክኣስር ዝክእል
- መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ተተሓሓዙ ክምለስ አለዎ
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
       ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052 /0344460116
መመለስ