ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት (ኤሌክትሮኒክስ) ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 23, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 23, 2010 06:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf
  1. ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
  2. Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ
  3. ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
  4. ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ወርሒ ሐምለ 2009 ዓም ዲክሌሪስዩን ከቅርብ ዝክእል
  6. ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል
  7. ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  8. ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 27/10/2017 ዓም ኣ.ፈ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ክዕድግ ዝክእል
  9. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 2/11/2017 ኣፈ ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ
  10. ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 2/11/2017 ኣፈ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
መመለስ
የጨረታ ምድብ