1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2009/2010 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :ቲን /TIN/ : መቅረባይ ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲን ናይ ወርሒ ሓምለ 2009 ዓም ቫት ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረትን ምም/ር ካብ 3/2/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንመለዋወጢ አቁሑት መካይን 10,000 ብር ንመሳርሒ ህንፃ 15000 ቅርሺ ንክራይ ዶዘር 20,000 ብር ንፀፀርንን ሓሸዋን 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዘዚ ክፍሊት ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ/ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒ/ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ኣድራሻና ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 34
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342 408757 /0344408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::
መመለስ