ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 2010 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይመኪና ጎማ ምስ ካላማዳርያ ባትሪን ካልኦትን ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት መስከረም 28, 2010 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 9, 2010 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 9, 2010 06:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ብዘርፉናይ 2009 ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግድፍቓድኮፒከተታሓሕዙትክእሉ::

2 ናይመቅረባይምዝገባሰርትፊኬትንTIN ቑፅሪዝሐዘኮፒከተታሓሕዙትኽእሉ::

3 ዘቕርቡዎመወዳደሪዋጋቫትዘሓወሰክኽዉንአለዎ::

4 ጨረታመኽበሪ 3000 ብ CPO ወይብጥረገንዘብከትሕዙዝኽእል::

5 ዝተአዘዘንብረትአሸናፊኾይኖምእንትርከቡ 10% ዉዕሊመክበሪብምትሓዝዉዕሊካብዝአሰሩአብዉሸጢ 15መዓልቲኣጠቃሊሎምኣታዊይገብሩ

6 መቅረባይ ከይፈፀም ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቲ 0.1% ወይ 1/1000 ቅፅዓት ዝከፍል ምካኑ ፈሊጡ ንበረት ብእዋኑ ከእቱ ይግባእ

6ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 25 /01/ 2010 - 09/02/ 2010 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ዋጋ 50 ቅርሺ

8 ትካልናካልእዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዘመሰሉዝተሐለወእዩ::

o   ንተወሳኺሓበሬታብስቑ 0344418556 ወይም 0914786075ምርካብይካአልእዩ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ