ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጉንበት 9, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • Print
  • Pdf
1. ቢሻይ ጋሪ(2.5 ግራም) ናይ ማይ መፃረ ኬሚካል ብቑፅሪ 35000 2. ናይ 20 ሊትሮ ፕሳስቲ ባልዲ በዓል መኽደን ብቑፅሪ 700 3. በዓል 5 ሊትሮ መኽደኒ ዘለዎ ናይ ፕላስቲክ መትሐዚ (ብራኳ) ብቑፅሪ 700 በዓል 250 ግራም ናይ ክዳን ሳሙና ብቑፅሪ 3500 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ይኸውን። ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/05/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ መመለስ
የጨረታ ምድብ