- ደረጃ 8ን ለዕሊኡን ብስራሕቲ ማይ ዝኮንኩም ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ወይ ዉልቀ ኮንትራክተራትን
- Â ቁፅሪ መለለዩ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም
- Â ናይ መቅረባየነትን ፍቃድ ሞያን ዘለዎም ኮይኖም ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክዝሉ
- ናይ ደኣንት ምስክር ወረቀት ዘለኩም
- Â ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 14 ታሕሳስ 2009 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 4 ጥሪ 2009 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ።
- Â መክበሪ ጨረታ 15,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
- ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብኑፁር ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ
- ጨረታ 4 ጥሪ 2009 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም Â ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዋና ናይ ደኣንት ምስክር ወረቀት ብምሓዝ ዉዕሊ አሲሮም አብ ዉሽጢ 70 ተከታተልቲ መዓልቲ ሰሪሖም ከረክቡ ዝክእል
- Â እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
- ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
- እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይንም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0918033986 ወይድማ 0931486685 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ
መመለስ