ሳባ እምነበረድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቃ ማሕበር ዘገልግሉ መቀያየሪ ንብረታት በጨረታ ኣወዳደሮ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ታኅሣሥ 12, 2009 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ታኅሣሥ 18, 2009 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: ዓድዋ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ታኅሣሥ 18, 2009 06:00 ከሰአት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf
  • ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ
  • መርቸድስ : ቶዮታ : ሚትሱቡሽን ካልኦት መካይንን
  • ጀነሬተር : ኮምፕሬሰር
  • ሎደር : ኤክስካቫተር
  • ኮምፕዩተር : ፋክስ : ፕሪንተር
  • ናይ መኪና ጎማ : ሎዳር
  • ሓፂን መፂን : ባትሪታትን ካልኦትን
  • ቦብካት ፎርክሊፍት

1 በጨረታ ኣወዳደሮ ክሸይጥ ይደሊ

2 ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 11/4/2009 ክሳብ 17/4/2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 11 /4/2009 ክሳብ 17/4/2009 ዓም ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቢሮ ሳፕላይ መምረሒን ብተወሳኪ ካብ ጨንፈር ቢሮ መቐለ ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉ ትክእሉ ምካንኩም እናሓበርና ብጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 18/4/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ድሐሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ድማ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዓድዋ ይክፈት

መተሓሳሰቢ

  • ንመሸጢ ዝቀርብ በዝሒ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ዝክእል ማካኑ
  • ትካልና በሙሉእ ወይ ብክፋል በቲ ጨረታ ኣይግደድን
መመለስ
የጨረታ ምድብ