- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ/ ከፊሉ እቲጨረታሰነድካብÂ ቤ/ ፅሕፈትናእቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ገዚኡ ክወዳደር ዝደሊ
- ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 26/03/2009 ዓ/ም ክሳብ 14/04/ 2009 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ኮፒ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/04/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 9:30Â ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይከዉን
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 4000/ ኣርባዕተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- ናይ 2008 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪÂ /ቲን ካርድ /Â ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052Â
መመለስ